ከምኡ እንተዀይኑ፡ ንነዊሕ ጊዜ ብድሕሪኡ’ውን እቲ ራዕዲ ክስምዓኩም ይኽእል እዩ።
ማርያም ብርቱዕ ቃንዛ ጻግነ ኣሎዋ። ኣማንዳ ነፍሰ-ጾር ብምዃና ተሻቒላ ኣላ።
ምስ ዝኾነ ሰብ ብዘይድልየቱ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ጾታዊ ዓመጽ እዩ። ንጾታዊ ዓመጽ እንተ ተቓሊዕኪ ሓገዝ ክትረኽቢ ትኽእሊ።