ስእላዊ መግለጺ: ዝኾነ ኣካለ-ድንግልና ዝብሃል የለን።
Bildspel: Det finns ingen mödomshinna - tigrinskaንኣብነት ጾታዊ ርክብ ከም ዝፈጸምኪ ወይ ታምፖን ከም ዝተጠቀምኪ ኣብ ርሕሚ ክርአ ወይ ክድህሰስ ኣይክእልን እዩ። ርሕሚ ክፉት ስለ ዝኾነ እተን ዝበዝሓ ኣብ ቀዳማይ ጾታዊ ርክበን ኣይደምያን እየን።
ዝበዝሑ ሰባት ጾታዊ ርክብ እንተፈጺምኪ ወይ ኣብ ርሕሚ ታምፖን እንተተጠቒምኪ ክቕደድ ዝኽእል ንርሕሚ ዝሽፍን መምብራና ከም ዘሎ ይኣምኑ። እዚ ሓቂ ኣይኮነን። መምብራና እንተዝህሉ ኔይሩ ጽግያት ክወጽእ ኣይምኸኣለን። ከፋት ናይ ርሕሚ ዝተፈላለየ ምስሊ ክህልዎ ይኽእል እዩ ግን ዝኾነ መምብራና የብሉን።
RFSU: ከባቢ ርሕሚ ይሕብር
እዚ ፊልም ካብ RFSU እዩ