ኣካላት
ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል (ኣብ ምፍራጭ)፤ ኣብ ኣካላት ወዲ ተባዕታይ እንታይ የጋጥም ?
Bildspel: Vad händer i killkroppen i puberteten? - tigrinskaኣብዚ ታሕቲ፡ ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል፡ ኣብ ኣካላት ወዲ-ተባዕታይ እንታይ ከም ዘጋጥም ዘርኢ፤ ሓደ ስእላዊ መረዳእታ እንሆ። ኣስተውዕል! ተነቀፍቲ ስእልታት ኣሎዎ።
ስእሊ 1

እቲ ናይ ”ምፍራጭ” ጊዜ፡ እቲ ኣካላትካ ካብ ናይ ቁልዕነት ናብ ጕብዝና ዝሰጋገረሉ እዋን’ዩ። ንብዙሓት ሰባት፡ እቲ ናይ ”ምፍራጭ” ኣጀመማራ ጊዜ፤ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለይ እዩ። ንስኻ ባዕልኻ እትቆጻጸሮ ነገር ኣይኰነን።
ነቲ ናይ ”ምፍራጭ” መስርሕ ዘበጋግሶ፤ እቲ ናይ ኣካላትካ ሆርሞን እዩ። እዞም ሆርሞን እዚኣቶም፡ ኣብ ኣካላትካ ዚፍጠሩ ቀመማት ህይወት እዮም። ንሳቶም ድማ፡ ብዝተፈላለየ መገዲ፡ ነቲ ኣካላትካ ብኸመይ ክሰርሕ ከም ዘሎዎ ዘመሓድርዎ፤ ንሳቶም እዮም። ንኣብነት ንድቃስና፡ ንጸቕጢ-ደምና፡ ንኣደባትና ዝገዝእዎ ንሳቶም እዮም።
ኣብ ናይ ”ምፍራጭ” ደረጃ ምብጻሕካ፤ ብዝተፈላለየ መገዲ ክትምኮሮ ትኽእል ኢኻ። ገለ ሰባት ተሃንጥዮም ክጽበይዎ ስለ ዝጸንሑ፤ ኣብኡ ምብጽሖም የሐጕሶምን የወናውኖምን እዩ። ገለ ካልኦት ድማ፡ ዚርብሾምን ከም ከቢድ ነገርን ዝቖጽርዎን ኣሎዉ።
ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1
