ኣካላት
ኣብ ኣካላት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ጕርዝውና (puberteten) እንታይ የጋጥም?
Bildspel: Vad händer i tjejkroppen i puberteten? - tigrinskaኣብዚ፡ ኣብ ኣካላት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ጕርዝውና እንታይ ከም ዘጋጥም ዘርኢ ስእላዊ መግለጺ ኣሎ። መጠንቐቕታ! ተነቀፍቲ ስእልታት።
ስእሊ 1
ጕርዝውና ኣካላት ካብ ቍልዕነት ናብ ጕርዝውና ዝምዕብለሉ ጊዜ እዩ። ጕርዝውና ዝጅምረሉ ግዜ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ እዩ። ባዕልኺ ክትጸልውዮ ኣይትኽእልን ኢኺ።
ጕርዝውና ብሆርሞናት እዩ ዝብገስ። ሆርሞናት ኣብ ኣካላትና ዝፈርዩ ከሚካላዊ ነገራት እዮም። ብዝተፈላለየ ኣገባብ ንኣካላትና ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ይጸልውዎ። ንኣብነት ድቃስ፣ ጸቕጢ ደምን ኩነታት ኣእምሮን ይቖጻጸሩ።
ጐርዞ ምዃን ብዝተፈላለየ መንገዲ ክስምዓኪ ይኽእል። ገለ ሰባት ብሃንቀውታ ይጽበይኦን ደስ ዘብልን ጽብቕን ስምዒት እዩ ኢለን ድማ ይሓስባን። ካልኦት ሰባት ድማ ብኣንጻሩ ዘደናግርን ከቢድን እዩ ኢለን ይሓስባ።
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1
ስእሊ 1