ኣካላት
ስእላዊ መግለጺ: ምኽንሻብ ርሕሚ – ግዝረት
Bildspel: Omskärelse av snippan - könsstympning - tigrinskaምኽንሻብ ርሕሚ ግዝረት ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ እዩ። እዚ ማለት ገለ ሰብ ንክፋል ርሕሚ ሃስዩ ወይ ቖሪጺ ኣልጊሱ ማለት እዩ። ድሕሪ ምኽንሻብ ጸገም ምስ ዝህልወኪ ክትረኽብዮ ትኽእሊ ጽቡቕ ሓገዝ ኣሎ። መጠንቐቕታ: ተነቀፍቲ ስእልታት!
ስእሊ 1

ከመይ ክመስል ይኽእል?
ምኽንሻብ ብዝተፈላለየ መልክዕ ክካየድ ይኽእል። ሓደ ሓደ ግዜ ደጋዊ ክፋል መሸኒት ተሃስዩ ወይ ገለ ክፋሉ ተቖሪጹ ክድርበ ይኽእል። ሓደ ሓደ ግዜ ከም ዝተኸንሸበ መለለዩ ምልክት ክርአ ኣይክእልን። ከመይ ክመስል ከም ዝኽእል ስዒቦም ገለ ኣብነታት ተጠቒሶም ይርከብ፣
ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1

ስእሊ 1
